Description
እዚኣ መጽሓፍ፤ ሓደ ስምዒታቱ ክቆጻጸር ዘይክእልን ሕርቃን ጥራይ እንኮ መፍትሒ ጸገማቱ ኮይኑ ዝስምዖን ዝነበረ ቆልዓ፣ ናብ ምቍጽጻር ስምዒታቱን ሕያውነትን ዝገበሮ መሃሪ ጉዕዞ እትትርኽ እያ። እቲ ናይ ሕርቃኑ ሳዕቤን ክመልሶ ዘይክእል ስምብራት ከም ዝገድፍ ምስ ተረድኦ፣ ንስምዒታቱ ክመልኮን ናይ ሕያውነት ሓይሊ ክርድኦን ዝገበሮ ናይ ህይወት ለውጢ ትገልጽ።
ኣንብብዋ፣ ተመሃሩላ፣ ወንንዋ ድማ!






Reviews
There are no reviews yet.